test news 1#

መንበሪ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ፅዑቕ ሓለዋ ከምዝወደቐ መተሓባበርቲ ፀጥታ እቲ ጀነራል ገሊፆም
ኣብ ክሊ እቲ ዝፀንሐ ነባር ሓለዋ፡ ካልእ ዙር ሓለዋ ተዋፊሩ ከምዘሎን እቲ ጀነራል ምስ ሰባትን ኣምባራደራትን ከይራኸብ ከምዝተኸልከለን…
ትግራይ፡ ፈተነ ቅትለት ዝተፈጸሞም መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ገዛ ማእሰርቲ ከምዝርከቡ
ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ ልዕሊ ክልተ ሊቃነ ጳጳሳት ናይ ገዛ ማእሰርቲ ከምዝተፈጸመ ይግለፅ ኣሎ። ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት…
ብ ትግራይ ግዱድ ግፋ ዝፍፅሙ ዘለው ሓይልታት ካብ ሻዕብያ ልእኽቶ ዝተወሃቦም ምኳኖም ተረጋጊፁ
ኣብ ውሽጢ ፖለቲካውን ፀጥታውን ኩነታት ትግራይ ምትእትታው ናይ ደገ ሓይልታት ከምዘሎ ተፈሊጡ። ቀዳማይ መቃልዒ እዚ ሓቂ እቲ ንትግራይ…
እቲ ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ግዱድ ዕስክርናን መተግበሪ ኣዋጁን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዝጠሓሰ ምዃኑ ወቐሳታት ይቐርብ ኣሎ
እቲ ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ግዱድ ዕስክርናን መተግበሪ ኣዋጁን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዝጠሓሰ ምዃኑ ወቐሳታት ይቐርብ ኣሎ። ሓላፊ ቤት…

















